ብዛዕባ ማ.መ.ት

figure
figure

ብዛዕባ ማሕበር መምህራን ትግራይ

ማሕበር መማህራን ትግራይ (ት.ሓ.) መሰልን ተጠቃምነትን መማህራን ንምሕላው፣ ከምኡ እውን ንልምዓት ትግራይ ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ናፃ፣ ርእሱ ዝኸኣለ፣ ዲሞክራስያዊ ማሕበር ሞያዊ ማሕበር እዩ። እቲ ማሕበር ነፃ፣ ዲሞክራስያዊ፣ ዘይሻራዊ ሞያዊ ማሕበር ኣብ ምፍጣርን ምዕቃብን፣ ንቕሓት መምህራን ኣብ ምዕባይን ተምሃሮ ግቡኦምን ግዴታታቶምን ንኽርድኡ ኣብ ምሕጋዝ፣ ምስ ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ንምስፋሕ፣ ሕጋዊ መሰላትን ጥቕምታትን ንምሕላው ቃል ኣትዩ ኣሎ። ናይ ኣባላታ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ግብራዊ ኣተገባብራ ፖሊሲታት ትምህርትን ስልጠናን ኣበርክቶ ምግባር።

ራእይ

ናይ ትምህርቲ ልዑል በዓል ሞያ ዝኾነ መምህር መሰልን ጥቕምን ክብርን ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዝፅዕርን ጥንኩርን ዲሞክራሲያዊን ማሕበር ኮይኑ ምርኣይ

ልኡኽ

ማ.መ.ት ንመሪሕነት፣ ንቕሓት፣ ምሕዝነት፣ ንቕሓት ተምሃሮ ንምዕባይን መሰል ምክልኻልን ቃል ዝኣተወ ርእሱ ዝኸኣለ፣ ዘይውድባውን ኣድልዎ ዘይብሉን ሞያዊ ማሕበር እዩ።

ዋና ተግባራት ማ.መ.ት

figure
figure

ምብቃዕ መሪሕነት

ናጻ፣ ዲሞክራስያውን ዘይሻራውን ሞያ ኣብ ምፍጣርን ምዕቃብን ናይ መሪሕነት ተራ ምጽዋት።

figure
figure

ግንዛበ ምፍጣር

ግዴታኦም ብግቡእ ንኽርድኡን ግቡኦምን ሓላፍነቶምን ብንጥፈት ንኽሰርሑን ንቕሓት መምህራን ምዕባይ።

figure
figure

ምሕዝነት ምፍጣር

ምስ ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ኣብ መላእ ትግራይ ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ንምስፋሕ ምስራሕ

figure
figure

ምዕባይ ግንዛበ ተምሃሮ

ተምሃሮ ግቡኦምን ግዴታኦምን ንኽፈልጡ ምሕጋዝ ስለዚ ሓላፍነታውን ስነ-ስርዓትን /ቅቡል ቅዲ ኣካይዳ /ዜጋታት እቲ ዞባ ክኸውን ምግባር።

ጉጅለ ኣመራርሓ

ፈፃሚት ኣባላት ማ.መ.ት

ንግስቲ ጋረድ ተሰማ

ምክትል ፕረሲደንት

በሪሁ ተኹሉ

ፋይናንስ ሓላፊ

ታደሰ ኣደላሁ

ናይ ውሽጢ ኦዲተር

ንግስቲ ጋረድ ተሰማ

ምክትል ፕረሲደንት

በሪሁ ተኹሉ

ፋይናንስ ሓላፊ

ታደሰ ኣደላሁ

ናይ ውሽጢ ኦዲተር
amTigrigna