ግልጋሎታት ማሕበር መምህራን ትግራይ

ማ.መ.ት ከም ድምፂ መምህራን ዝተፈላለየ ግልጋሎት እናሃበ ይርከብ።

ዝተፈላለየ ኣዋጅ ካብ ኢ.ፊ.ዲ.ሪ.ግ ምቕራብ

ዝተፈላለየ ኣዋጅ ካብ ኢ.ፊ.ዲ.ሪ.ግ ምቕራብ

ኣዋጅ ምቕባልን ካብ ትምህርቲ ሚኒስትሪ ምቕባል

ዝተፈላለየ ኣዋጅ ካብ ኢ.ኤፍ.ዲ.ኣ.ግ ምቕራብ

ውሳነ ሓፈሻዊ ባይቶ ኢ.መ.ማ ይከታተል

ውሳነ ሓፈሻዊ ባይቶ ኢ.መ.ማ ይከታተል

ውሳነ ሓፈሻዊ ባይቶ ማ.መ.ት የካይድ

ውሳነ ሓፈሻዊ ጉባኤ ማሕበር መምህራን ትግራይ

መሰልን ጥቕማጥቕምን መምህራን

ማሕበር መማህራን ትግራይ ካብቶም ቀንዲ ዕላማታትን ንጥፈታትን ሓደ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ኣባላቱ፣ መምህራንን ሰብ ሞያ ትምህርትን መሰል

ምልመላን መኦያዊ ስልጠናን ንመምህራን የካይድ

ማሕበር መማህራን ትግራይ ኣብ ክልል ትግራይ ውፅኢታዊ ምምራፅን ስልጠናን መምህራን ኣብ ምጉስጓስን ኣበርክቶን ንጡፍ ተራ ይፃወት።

amTigrigna